ዚኮ-ኣካደሚ ምህርታዊ ጸጋታት ናብ ኩሉ ደላይ ፍልጠት ንምብጻሕ ካብ ኢ-መጽሓፍቲ (E-BOOKS) ክሳብ ብኢንተርነት ዝወሃብ ሓጽርቲ ነዋሕትን ኮርሳት ኣብ ፤ ( IT) ከምዉን ናይ ደርቅ ሰእልን ቪድዮን ኣቀራርጻ (ስልጠና ካሜራ) ካልእን የዳሉ።

$100.00

USD - US Dollar
Minimum
Package Deal
Book Now
  • Phone: 0779163616
  • Category: Photo & Video
  • Location: Zürich, Zürich, Switzerland
  • Serve:
  • International

ziko Academy ስልጠና ካሜራ

ዚኮ ኣካደሚ

ስልጠና ደረቅ ስእልን ቪድዮን

ስልጠና ናይ  ደረቅ ስእልን ቪድዮን ብኢንተርነት ኱኱ን ንምግባር እንሆ ሎሚ ዉን ተበጊሱ ኣሎ

ዕላማ ዚኮ-ኣካደሚ፡-

- ኣብ ሞያ ናይ ደረቅ ስእልን ቪድዮን እኹል ፍልጠት ምትሕልላፍ።

- ዝኾነ ናይ ቅድሚ ሕጂ ተመኵሮ ኣብ  ደረቅ ስእልን ቪድዮን ዘይነበሮ፡ ፍልጠትን ነባሪ ሞያን ምስናቕ።

- ኣብዚ ሞያ ዕውታት ንኽንከውን ኣድላይን ተግባራውን ሓበሬታ ምድላው።

- ቅርበት ምስ ኣሰልጣኒ ምድልዳልን።

- ካልእን!!!

ንዝያዳ ሓበሬታ +41779163616

ዚኮ-ኣካደሚ

Interested in Our Service?

Don't miss out! Check availability or contact us today before it's too late.

Check Availability

Plan Your Next Event

Book our services for your special occasion.